Rädda Barnens Stödlinjeናይ ሬዳ ባርነን ናይ ሓገዝ መስመር

ናብ ሽወደን ሃዲምካ ዲኻ መጺእካ? መንእሰይ ዲኻ? ምስ ሓደ ሰብ ክትዛረብ ትደሊ ዲኻ? ደውለልና! ተለፎን 0200–77 88 20 ክፉት ሰዓት 15.00-18.00 ኵሉ መዓልታት (ቀዳመ-ሰንበትን ብዓላትን እውን).

ደውለልና!

ንስኻ ናባና ትድውል፡ እንተ ደሊኻ መን ሙኳንካ ኣይፍለጥን እዩ። እዚ ናይ ግድን ንዓና መን ሙኳንካ ወይ ስምካ ክትነግረና ኣየድልየካን ማለት እዩ። ባዕልኻ ትመርጽ። ነቲ ዝርርብ ኣብ ዝደለኻዮ ከተቋርጾ ትኽእል ኢኻ።

ብዛዕባ ዝደለኻዮ ነገር፡ ንኣብነት ከመይ ከም ዘለኻ፣ ኣብ ቤት ትምህርቲ ከመይ ከም ዘሎ ወይ እቲ ትነብረሉ ከመይ ተሰማሚዑካ ከም ዘሎ ክንዛረብ ንኽእል ኢና። ንስኻ ትውስን።

ናብ 0200 -77 20 00 ድውል፡ ተለፎን ኵሉ መዓልታት ኣብ ሰዓታት 15.00-18.00 ንምልስ ( ቀዳመ-ሰንበትን ብዓላትን እውን) እቲ ምድዋል ኣይክፈሎን እዩ።

ሬዳ ባርነን ሓደ ናይ ቈልዑ መሰል ውድብ እዩ። እዚ ንቈልዑን መንእሰያትን ንሕግዝ ማለት እዩ። ንሕና እቶም ተለፎን ንምልስ፡ ናይ ምስማዕ ልምዲ ኣለና።

ብዙሓት ቋንቋታት

ኵሉ መዓልታት ብሸወደንኛ፣ ዳሪን እንግሊዝኛን ክትድውለልና ትኽእል ኢኻ። ሓደ ሓደ መዓልታት ኣብ ሰሙን ብዓረብኛ፣ ፓሽቶ፣ ሶማልኛን ትግርኛን እውን ንምልስ ኢና። ብተወሳኺ ብዛዕባ ነፍስ ወከፍ ቋንቋ ናይ ስራሕ ሰዓታት ንኽትፈልጥ ደውለልና።

 

 

Till toppen

Kontakta oss

Besöksadress:

Landsvägen 39
Sundbyberg, Stockholm

Postadress:

Rädda Barnen
107 88 Stockholm

Organisationsnr: 802002-8638

Telefon: 08-698 90 00

Fax: 08-698 90 10
E-post: kundservice@rb.se

Ge en gåva:

Plusgiro: 90 2003-3
Bankgiro: 902-0033
Swish: 902 0033

90 konto, svensk insamlingskontroll
Stöd via telefon, chatt och mail.

Här finns information om Orostelefonen, Stödlinjen för ensamkommande barn och unga, stödchatten "Kärleken är fri" och Föräldratelefonen.

Våra partners